ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብታ ሃገር ንዝርከብ ሓዱሽ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳትፎ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዘረጋግፅ ስምምዕ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብወገን ኢትዮጵያ ብፊልድ ...
ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝጻወት ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ብምውጻእ ፈላሚ ዓወት ሓፊሱ ኣሎ። ኣብቲ ኣዝዩ ተቐራራቢ መዛዝሚ ሕንጻጽ ንሄኖክ ...
በብእዋኑ እናሻሕከረ ክመጽእ ዝጸንሐ ዝምድና መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቀረባ እዋን ብፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ድሕሪ ዝተጻሕፈ ዓንቀጽ ካልእ መልክዕ ሒዙ ኣሎ። ድሕሪ ግብረ-መልሲ መንግስቲ ...
ኣብ ፈረንሳ ከተማ ማርሰል ዝርከብ ቆንስል ሩሲያ ሎሚ ሰኑይ ክልተ ተተኾስቲ ተደርቢዮም እቲ ሓደ ከም ዝተፈንጀረ ምንጭታት ፀጥታ ፈረንሳ ገሊፁ። እቶም ተወንጨፍቲ ነቲ መንድቕ ኣፍሪሶምዎ እንተኾይኑ ...
"ቀንዲ ጉዳይና መንግስቲ ጀርመን ብቕልጡፍ ክንምስርት እዩ። ኣብ ፓርላማ ድማ ድልዱል ልዕልና ክህልወና እዩ’’ ኢሎም። ርሑቕ የማናይ ፓርቲ ኤ.ኤፍ.ዲ ካብቲ ዝሓለፈ ምርጫ ዕፅፊ ደገፍ ረኺቡ ኣሎ። ...
ክፍሊ ትረጀሪ ኣመሪካ፡ መንግስቲ ሩዋንዳ ኣብ ልዕሊ ኲናት ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ገይሩዎ ዝበሎ ምትእትታው ስዒቡ እገዳ ኣንቢሩ። ካብቲ ሚኒስትሪ ዝወጽአ መግለጺ ከም ዝሕብሮ፡ ኣብዚ ብኣመሪካ ...
ሕማም ዓሶ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ መሊእካ ንምጥፋእ፣ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ከም ዘድሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፡ ኣብ ምዝዛም መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ...
ሓማስ ሎሚ ሓሙስ ብኣማኢት ዝቑጸር ሰባት ኣብ ዝተረኽብሉ ሬሳታት ኣርባዕተ ጅሆ ተታሒዞም ዝነበሩ ሰባት ኣብ ደቡባዊ ቓዛ ንእስራኤላውያን ስድራቤታት ኣረኪቡ። ሰለስተ ካብቲ ሬሳታት ናይ ሓደ ስድራቤት ...
ዶክተር ሙላቱ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኣልጀዚራ ጽሑፉ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መሊሱ ኣብ ካልእ ጎንጺ ከይኣቱ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ነቲ ዞባ ናብ ዝተሓደሰ ሕንፍሽፍሽ ...
ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኣመሪካን ዝተመርሐ ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ዝዓለመ ርክብ ሎሚ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተቓኒዑ ኣሎ። እዚ ታሪኻዊ ርክብ ምዃኑ ዝግለጽ ዘሎ ነቲ ንሰለስተ ዓመታት ዝቐረበ ...
ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ሩስያ ሰርገይ ላቨሮቭ ናብታ ላዕለዎት ዲፕሎማት ኤውሮጳ ንዩክሬን ዝህብዎ ደገፍ ከሐይሉ’ዮም ተባሂሉ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ-20 ...
ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ዝርአ ዘሎ ክቱር ዋዒን ምውዳቕ ተመሃሮን፡ ደቡብ ሱዳን ካብ ትማሊ ሓሙስ ጀሚራ ንዝመጽእ ክልተ ሰሙናት ኣብያተ-ትምህርቲ ክዕጾ ሚኒስትሪ ትምህርቲ መምርሒ የሕሊፉ። ኣገልግሎት ዜና ...
一些您可能无法访问的结果已被隐去。
显示无法访问的结果