ኣብ ሕክምና ጽዑቕ ክንክን ዝግበረሎም ዘሎ ወዲ 88 ዓመት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሎካዊት ቤተ ክርስትያን ፍራንሲስ፡ በቲ ተጠቒዖምሉ ዘለዉ ኒሞንያ ኣብ ከቢድ ኩነታት እኳ እንተለዉ፡ ናብ ሎሚ ሰሉስ ...
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ዩክሬን ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መርገጺ፡ ኣመሪካ ንምዕራፍ እቲ ኲናት እትወስዶ ዘሎ ቅዋም ካብ ወገን ሩስያ ጽቡቕ ተቐባልነት ረኺቡ። ንመርገጺ ኣመሪካ መሓዙት ...
በብእዋኑ እናሻሕከረ ክመጽእ ዝጸንሐ ዝምድና መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቀረባ እዋን ብፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ድሕሪ ዝተጻሕፈ ዓንቀጽ ካልእ መልክዕ ሒዙ ኣሎ። ድሕሪ ግብረ-መልሲ መንግስቲ ...
ኣብ ፈረንሳ ከተማ ማርሰል ዝርከብ ቆንስል ሩሲያ ሎሚ ሰኑይ ክልተ ተተኾስቲ ተደርቢዮም እቲ ሓደ ከም ዝተፈንጀረ ምንጭታት ፀጥታ ፈረንሳ ገሊፁ። እቶም ተወንጨፍቲ ነቲ መንድቕ ኣፍሪሶምዎ እንተኾይኑ ...
ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝጻወት ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ብምውጻእ ፈላሚ ዓወት ሓፊሱ ኣሎ። ኣብቲ ኣዝዩ ተቐራራቢ መዛዝሚ ሕንጻጽ ንሄኖክ ...
ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብታ ሃገር ንዝርከብ ሓዱሽ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳትፎ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዘረጋግፅ ስምምዕ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብወገን ኢትዮጵያ ብፊልድ ...
"ቀንዲ ጉዳይና መንግስቲ ጀርመን ብቕልጡፍ ክንምስርት እዩ። ኣብ ፓርላማ ድማ ድልዱል ልዕልና ክህልወና እዩ’’ ኢሎም። ርሑቕ የማናይ ፓርቲ ኤ.ኤፍ.ዲ ካብቲ ዝሓለፈ ምርጫ ዕፅፊ ደገፍ ረኺቡ ኣሎ። ...
ዶክተር ሙላቱ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኣልጀዚራ ጽሑፉ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መሊሱ ኣብ ካልእ ጎንጺ ከይኣቱ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ነቲ ዞባ ናብ ዝተሓደሰ ሕንፍሽፍሽ ...
ሕማም ዓሶ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ መሊእካ ንምጥፋእ፣ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ከም ዘድሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፡ ኣብ ምዝዛም መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ...
ክፍሊ ትረጀሪ ኣመሪካ፡ መንግስቲ ሩዋንዳ ኣብ ልዕሊ ኲናት ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ገይሩዎ ዝበሎ ምትእትታው ስዒቡ እገዳ ኣንቢሩ። ካብቲ ሚኒስትሪ ዝወጽአ መግለጺ ከም ዝሕብሮ፡ ኣብዚ ብኣመሪካ ...
ምስ ሓማስ ዝተበፅሐ ቀዳማይ ዙር ቶኽሲ ጠጠው ናይ ምባል ስምምዕ ዝቕፅል ሰሙን ግዚኡ ከብቅዕ ኣብ ዝቀረራበሉ እዋን ሓማስ ትማሊ ሓሙስ ሬሳመንነታ ዘይተፈልጠት ጓል ኣንስተይቲን ሓዊኡ ኣርባዕተ ሬሳታት ...
"ፕረዚደንት ትራምፕ ምስ መራሒ ሩስያ ዝጀመሮ ርክብ ንሰላም ዓለምና ከስፍን ዝኽእል’ዩ፡" ክብል ገሊጹ። ቫንስ ኣብ መድረኡ፡ “ምስ ሩስያ ዝርርብ ከይገበርካ ንዂናት ከተውግደሉ እትኽእል መንገዲ የለን ...